ክቡራት አባለትን በጻሕትን፡ዕደመ ንኽትዕ፡ ንሕናኸ ከምይ ንርእዮ?
አብ’ዚ ጊዜ’ዚ፡ ነቲ አብ ውሽጥን አብ ወጻእን ዘሎ ህዘብና ዘካትዕ ዘሎ ጉዳይ ፡ እቲ ፐረሲደንት ኢሰያስ፡ ”ህዘቢ የማርር አሎ፡” ክዕረን ክእረምን ..ክኽአል አለዎ” ዘበሎ፡ ንወሽጧዊ ጉዳያትና ዝምለከት መግለጺ እዩ።ፐረሲደንት ኢሰያስ፡ ሰለስተ አገደስቲ ጉዳያት አልዒሉ ተዛሪቡ፡ ንሰን ከአ፡- ምስፍሕፋሕ ጉቦ ( proliferation of corruption)
- በደል ሰበ-ስለጣን አብ ዕልሊ ተገልጋሊ ህዘቢ ( abuse of authority)
- ሸለልትኘት አብ ስራሕ ( decline in work in ethics)
ባይቶ ዓዲ እንታይ ትብሉ። ቁም ነገር ዘለዎ አብ አርእስቲ ዝተመረኮሰ ብሱል ክትዕ ከነካይድ ነማሕጽን።
Filed under: Uncategorized



