ብዛዕባ ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ኣልዒልካ ምዝራብ ቡዙሕ ትርጉም ዝህብ ኣይኮነን፡ ምክንያቲ እቲ ስርዓት ስርርዕዓዊ ዉድቀት ስለዘጋጠሞ፡ ነዚ ኣጋጢምዎ ዘሎ ዉድቐት እዉን ክጽገን ስለዘይክኣል፡ ኣብ መስርሕ ንኡኡ ምትካእን ተካእን መሳሪሒ መተክእን ምዝታይ ይምረጽ። ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ብዘይካ ፖሎቲካዊ ስርርዓዊ ዉድቀት፡ ከም ፖሎቲካዊ ስርዓት መሽምሹ ኣብ ምዓሙቕ ዉቕያኖስ ኣብ ዝሽመመሉ ዘሎ ወቕት፡ ነዚ ኣልዒልካ ምዝራብ ዳርጋ ንኾንቱ [...]
Filed under: Politics | Leave a Comment »



