ኣኼባ 13 ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ ጕባኤ ናብ 5 ግንቦት 2008 ክሰጋገር

ጋዜጣዊ መግለጺ  ኣኼባ 13 ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ
ኣቦ መንበራትን ወከልቲ ኣቦ መንበራትን 13 ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራ ብዕለት 25 መጋቢት 2008 ኣኼባ ብምክያድ ብኣሰናዳኢት ኮሚቴ ዝቐረበ ንምስንዳእ ጕባኤ ዝምልከት ጸብጻባት ሰሚዖም። ጕባኤ ብዕለት 30 መጋቢት 2008 ክግበር ቅድም ክብል ኣብ ኣኼባ 11 ውድባት ተወሲኑ ከም ዝነበረ እኳ ዝፍለጥ እንተዀነ፡ ኣሰናዳኢት

Gearing Up Against Natural Challenges, Shabait.com, Mar 26, 2008, 13:14

Achieving food security being the priority task in our development strategy, the abundant rains in 2007 and the necessary agricultural infrastructure that were laid out beforehand had enabled us to reap a bumper harvest. Although nature had indeed cooperated, the good harvest in 2007

بعد خلافات محتدمة :تأجيل مؤتمر المعارضة إلى الخامس من مايو

أديس أبابا : عدوليس
adoulis.com 
 بعد اجتماعات ماراثونية ، تمكنت اللجنة التحضيرية لمؤتمر المعارضة بالتعاون مع السكرتارية الثلاثية من التوصل لإتفاق بتحديد الخامس من مايو موعداً لانعقاد مؤتمر المعارضة الإرترية.
 

ጸብጻባዊ መግለጺ ሰክረተርያ ኮምሽን – ብ ፍረወይኒ ገ/ጻድቕ ሓላፊት ክፍሊ ዜና ሰክረታርያ ኮሚሽን

ወይዘሮ ፍረወይኒ ገብረጻድቕ፡ ሓላፊት ክፍሊ ዜና ሰክረታርያ ኮሚሽን፥ ብኻልኦትኣባላት ኮሚሽን ምስረታ ሰልፊ ተሰንያ እያ ነቲ ኮንፈረንስ መሪሓቶ።